We Have Just Moved to a New Address!!

ኣገዳሲ ሓበሬታ: ንኹሎም ተኸታተልቲ: መርበብ ምድረ-ባሕሪ!!!

መርበብ ሓበሬታ ምድረ-ባሕሪ: ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ኣቛውማ ድሕረ ገጹ ብምሕዳስ: ሓድሽ ናይ ድሕረ ገጽ ባይታኡ ሃኒጹ ስለ ዘሎ: ኩላትኩም ተኸታተልቲ መርበብ ምድረ-ባሕሪ: ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚርኩም በዚ ዝስዕብ ሓድሽ መርበብ ክትበጽሑና:- http://www.mdrebahri.com

ከም እትኽእሉ ብትሕትና ንሕብር:: ኣቐዲምና ኣብ ምክትታል መርበብ ሓበሬታ ምድረ-ባሕሪ ንዝፈጠርናልኩም ግዝያዊ መሰናኽላት ከኣ: ይቕሬታ እንዳሓተትና: ንቐጻሊ ምክትታልኩም ብሓጎስ ክትበጽሑና ንምነየልኩም::

ምድረ-ባሕሪ!!!

ዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ::

Mdre Bahri is renewed and has just moved to a new address. Here is the link : http://www.mdrebahri.com

Sorry for the inconvenience caused. Enjoy your visit to Mdre Bahri as usual.

Drs. Tsegezab Gebregergis, Web administrator.

January 30/01/2016